ናብ ሓበሬታ ፍርያት ቅልጽም
ዲኤምከይ ተወሳኺ ምግቢ 1.5ኪግ
€8,00
መሰረታዊ ዋጋ
€5,33/ኪግ
ኣዝዩ ብሉጽ መኣዛ ዘለዎ ዝተሓዋወሰ ሓርጭ ኣአካል።
ስም ናይቲ ምግቢ: ዝተሓወሰ እኽሊ ዝሓዘ ሓርጭ
ትሕዝቶ: ዝተሓወሰ ሓርጭ እኽሊ፣ ቫይታሚናት፣ ማዕድናት።
ሓበሬታ: ግሉተን ዝሓዘ እኽሊ
ማእከላይ መጠን ዓቀን ማአዛታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ 100 ግራም:
| ሓይሊ | 1600 kJ / 380 kcal |
| ስብሒ | 4 g |
| ካብኡ ሳቹረትድ ፋትይ ኣሲድ | 1 g |
| ካርቦሃይድሬት | 70 g |
| ካብኡ ስኳር | 5 g |
| ፕሮቲን | 12 g |
| ጨው | 0,1 g |
ጽሩይ ክብደት: 1,5 ኪግ
ዝፈረየሉ ሃገር: ኢትዮጵያ
ሓላፊ ትካል ምግቢ: ኤክስፖ ሓበሻ ሾፕ, ፒተርስትራሰ 23-25, 50676 ኮሎኝ, ጀርመን
ኣስተውዕል: ኣብ ደረቅ ቦታ ኣቐምጥዎ ።