ናብ ሓበሬታ ፍርያት ቅልጽም
ኤክስፖ ሽሮ 1ኪግ
€12,00
መሰረታዊ ዋጋ
€12,00/ኪግ
ሽሮ ሓርጭ ንባህላዊ ጸብሒ ሽሮ።
ስም እቲ መግቢ: ሓርጭ ሽሮ
ኣቑሑት: ሓርጭ ዓተር፣ ጻዕዳ ሽጉርቲ፣ ቀይሕ ሽጉርቲ፣ ቅመማት፣ ጨው።
ማእከላይ መጠን ዓቀን ማእዛታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ 100 ግራም:
| ሓይሊ | 1520 kJ / 364 kcal |
| ስብሒ | 6 ግ |
| ካብኡ ሳቹረትድ ፋትይ ኣሲድ | 0,8 ግ |
| ካርቦሃይድሬት | 58 ግ |
| ካብኡ ሽኮር | 10 ግ |
| ፕሮቲን | 19 ግ |
| ጨው | 1,2 ግ |
መጠን ሚዛን: 1 ኪግ
ዝፈረየሉ ሃገር : ኢትዮጵያ
ሓላፊ ትካለ መግቢ: EXPO HABESHA SHOP, Peterstraße 23-25, 50676 Köln, Germany
ኣስተውዕል: ኣብ ደረቅ ቦታ ኣቐምጥዎ።