ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

€11,00
ናብ ሓበሬታ ፍርያት ቅልጽም
ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

€11,00 መሰረታዊ ዋጋ €1,76/ኪግ

ፉል መደመስ ዕሹግ ኣብ ታኒካ  24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን  ዝሓዘ ።

ስም እቲ ምግቢ: ፉል መደመስ

ትሕዝቶ: ባልዶንጋ፣ ማይ፣ ጨው፣ ሲትሪክ ኣሲድ።

ማእከላይ መጠን ዓቀን ማእዛታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ 100 ግራም:

ሓይሊ 360 kJ / 86 kcal
ስብሒ 0,5 g
ካብዚ ሳቹረትድ ፋትይ ኣሲድ 0,1 g
ካርቦሃይድሬት 12 g
ካብዚ ሽኮር 1 g
ፕሮቲን 6,5 g
ጨው 0,8 g

ጠቕላላ ክብደት: 9,6 kg

ክብደት ድሕሪ ምጽራይ ማይ: 6,24 kg (24 ሓባ ንሓደ 260 ግ)

ዝፈረየሉ ሃገር: ግብጺ

ሓላፊ ትካል ምግቢ: EXPO HABESHA SHOP, Peterstraße 23-25, 50676 Köln, Germany

ኣስተውዕል: ኣብ ዝሑልን ደረቕን ቦታ ኣቀምጦ።

እዚ'ውን ክትፈትዎ ትኽእል ኢኻ