ፍሉይ ፉል መደመስ  24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

ፍሉይ ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

€11,00
ናብ ሓበሬታ ፍርያት ቅልጽም
ፍሉይ ፉል መደመስ  24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

ፍሉይ ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን

€11,00 መሰረታዊ ዋጋ €1,76/ኪግ

ዝተዓሸገ ፉል መደምስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን።

ስም ናይ መግቢ: ፉል መደመስ

ትሕዝቶ: ባልዶንጋ፣ ማይ፣ ጨው፣ ስትሪክ ኣሲድ።

ማእከላይ መጠን ዓቀን ማእዛዝታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ 100 ግ:

ሓይሊ 360 ኪሎጁ / 86 ኪሎካሎሪ
ስብሒ 0,5 ግ
ካብኡ ሳቹረትድ ፋትይ ኣሲድ 0,1 ግ
ካርቦሃይድሬት 12 ግ
ካብኡ ሽኮር 1 ግ
ፕሮቲን 6,5 ግ
ጨው 0,8 ግ

ጠቅላላ ክብደት: 9,6 ኪግ

ክብደት ብዘይ ማ: 6,24 ኪግ (24 ታኒካታት ንነፍሲ ወከፉ 260 ግ)

ዝፈረየሉ ሃገር: ግብፂ

ተሓታቲ ንግዲ መግቢ: EXPO HABESHA SHOP, Peterstraße 23-25, 50676 Köln, Germany

ኣስተውዕል: ኣብ ዝሑልን ደረቕን ቦታ የቐምጥዎ።

እዚ'ውን ክትፈትዎ ትኽእል ኢኻ