ናብ ሓበሬታ ፍርያት ቅልጽም
ፍሉይ ፉል መደመስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን
€11,00
መሰረታዊ ዋጋ
€1,76/ኪግ
ዝተዓሸገ ፉል መደምስ 24 ሓባ ኣብ ሓደ ካርቶን።
ስም ናይ መግቢ: ፉል መደመስ
ትሕዝቶ: ባልዶንጋ፣ ማይ፣ ጨው፣ ስትሪክ ኣሲድ።
ማእከላይ መጠን ዓቀን ማእዛዝታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ 100 ግ:
| ሓይሊ | 360 ኪሎጁ / 86 ኪሎካሎሪ |
| ስብሒ | 0,5 ግ |
| ካብኡ ሳቹረትድ ፋትይ ኣሲድ | 0,1 ግ |
| ካርቦሃይድሬት | 12 ግ |
| ካብኡ ሽኮር | 1 ግ |
| ፕሮቲን | 6,5 ግ |
| ጨው | 0,8 ግ |
ጠቅላላ ክብደት: 9,6 ኪግ
ክብደት ብዘይ ማ: 6,24 ኪግ (24 ታኒካታት ንነፍሲ ወከፉ 260 ግ)
ዝፈረየሉ ሃገር: ግብፂ
ተሓታቲ ንግዲ መግቢ: EXPO HABESHA SHOP, Peterstraße 23-25, 50676 Köln, Germany
ኣስተውዕል: ኣብ ዝሑልን ደረቕን ቦታ የቐምጥዎ።